Category Archives: History

Ancestry of people of Ertirea part 1-12

https://archive.org/details/AncestryOfPeopleOfErtirea

Advertisements

Eritrea, Reconciliation of the Tora and Tsenadegle people in Akeleguzay

ፖሎቲካዊ ስርዓታት ኢትዮጵያ ዋላካ ፖሎቲካዊ ስርርዓት እንተተቓያየሩ ኣታሓሳስባቶም ግን ዛጊት ኣይተቀየረን ዘሎ።

ሓደ ፖሎቲካዊ ስርዓት ናይ ሓደ ሃገር ዝፈጸሞ ገበን ኣብ ካልእ ሃገርን ህዝቢን፣ ብቀንዱ እቲ ዝፈጸሞ ስርዓት ብገበን ዝሕተተሉ እኳ እንተኾነ፣ እቲ ዋጋ ህዝቡ እዩ ዝኸፍሎ።ኣብ ዝሓለፈ 30 ዓመታት ኢትዮጵያዊያኒን ፖሎቲካዊ ስርርዓታቶም፣ ብሓፈሻ ኣብ ልዕሊ ህዝብና ብፍላይ ድማ ኣብ ልዕሊ ህጻናታትና ዘዉረድዎ ግፍዒ፣ ብህደላ….ወ.,ዘ.ተ እዚ ኢልካ ክጽብጸብ ኣይክኣልን እዩ። መግለጺ ክትረኽበሉ እዉን የሸግር እዩ። ከምዚ ዝተገፍዔ ህዝቢ ክካሓስ ዶ ወይስ ዳግም ክባታተን ኣለዎ?