Monthly Archives: February, 2015

ህጹጽ መጠንቀቕታ ንኩሎም ኤርትራዉያን ካብ ሱዳን ንሊብያ ክትጓዓዙ ትሓስቡ ዘለኹም

ዘይሕጋዉያን መሳጋገርቲ ሰባት ኣብ ስዳን ዕዳግኦም መታን ክስሱኑን መንእሰይ ኤርትራ ግዳይ ጥርኑፎታዉያን ክኸኑ ተባሂሉ “ መንግስቲ ጥልያን ብሓፈሻ ንስደተኛታት ብፍላይ ድማ ንኤርትራዉያን፡ ካብ ሃገር ሊብያ ንሃገር ጥልያን” ይወስዶም ኣሎ ዝብል ናይ ሓሶት ወረ ብምልባዕ፡ ብዝሒ ቁጽሪ ዘለዎም ኤርትራዉያን ካብ ሱዳን ንሊብያ ይጋዓዙ ከምዘለዉ ዝተራጋገጸ ወረ ኣሎ፡ ስለዚ ከምቶም ቅድሚ ሰሙን ዝገብር ግብጻዉያን ኣብ ገምገም ባሕሪ ዝተሓርዱ ክትሕረዱ እንተደሊኹም http://link.brightcove.com/services/player/bcpid591867023001?bckey=AQ~~,AAAAiWK0n2E~,K4CQP-D8fMxFj9_qdpjQ-OlGBFzMO-sW&bctid=4058027781001 እቲ ምርጫ ንኣኹም ዝሕደግ እዩ። ጡዑይ ምኽርን ሓቤሬታን ዘስምዕ ኣእዛን እንተሃሊኩም ግን ድሕሪ ሕጂን ሕጂን ብሊብያ ኣቢልካ ንጥልያን ምእታዉ ዝባሃል ሕልምን ፈተነን ዝመኸነ እዩ። ኣብ ሊብያ ዘሳጋግር መንግስቲ ጥልያን ዘይኮነ፡ ዝተሳሕለ ጎዞሞን ካራሩን ይጽበየኩም ከምዘሎ እሕብረኩም ኣሎኹ። 18/02/2015 መርእድ ዘርኡ

The Eritrean Exodus Documentary

ERITREA’S ESTIFANOS WINS THE BEPPU-OITA MARATHON WITH ANOTHER PERSONAL BEST

Surging away from Japanese rivals Hiroki Kadota and Hiroyuki Yamamoto after 32km, Eritrea’s Tewelde Estifanos won the 64th Beppu-Oita Marathon, an IAAF Silver Label Road Race, in a personal best 2:10:18 on Sunday (1). After slow start, with the leaders covering the first kilometre in 3:11 and the second kilometre … more

Author: Amanuel Eyasu

Source: assenna.com

Dr. Samuel Mahaffy answers this question: “Why are you always speaking of Eritrea?

A short debate in the House of Lords on the events in Eritrea and Ethiopia