Monthly Archives: December, 2014

መግለጺ ተኻፋልነት መሪር ሓዘና!

ሎሚ ዕለት 19/12/2014 ኣያና፡ ሓዉና፡ መምህርናን መቃልስትና ዝኾነ መምህር ዑመር ብላታ/ጃብር ዑመር ካብዛ ዓለም ብሞት ከምተፈለየና  ተረዲና፡ እዚ መርድእ እዚ ኣዝዩ ከቢድን ንምቁባሉ ዘጸግም እኳ እንተኾነ፡ ብመንጽሩ ተወፋይነትን ጽንዓትን ነፍስሄር ዑመር ብምግንዛብ፡ ብጽፉፉን ክብረቱን ዝሓለፈ ነባር ተቃላሳይ ብሙኻኑ ድማ ይእብደና። ብሙሉእና ኣባላት ሲቪክ ዲሞክራስያዊ ምንቅስቓስ ኤርትራ መሪር ሓዘና እንዳገለጽና፡ ንመላእ ስድራቤቱ ጽንዓት ይሃብኩሙን ንመምህር ዑመር ድማ መንግስተ-ሰማይ የዋርሱ ንብል።

ዓወትን ጽንዓትን ንመላእ ህዝቢ ኤርትራ!

19/12/2014

Advertisements

Ministries of Somalia, Jordan, Eritrea, Sudan to gather at the Red Sea Oil & Gas 2015 Summit

http://www.wkrg.com/story/27628251/ministries-of-somalia-jordan-eritrea-sudan-to-gather-at-the-red-sea-oil-gas-2015-summit